እንህቦም ኣገልግሎታት

ንመንግስታውያንን ውልቃውያንን ትካላት

Recording studio with microphone, headphones, monitor speakers, computer, and sound equipment.

ንመንግስታውያንን፣ ናይ ግሊ ትካላትን ብቋንቋ ትግርኛ ሞያዊ ጽሬቱ ዝሓለወ ናይ ድምጺ ኣገልግሎት ነዳሉ፣ ንይ ምትርጓም ሓገዝ ንህብ፣ መጻሕፍቲ ኮነ ንስልጠና ዝተዳለዉ ጽሑፋት ወይ ውን ናይ ትካል መወዓውዒ ብድምጺ ናብ ዓማዊልን ተኸታተልን ንምብጻሕ ዝሕግዝ ኣገልግሎት ንህብ።

Cover of a book or guide titled "Sverige i fokus," with subtitles indicating it's a practice quiz for the Swedish citizenship exam, based on Swedish civil registration and schooling material, published by AdmaStudio.

ሽወደን ኣብ ትኹረት

ዜግነት ናይ ሽወደን ኣመልኪትኩም፣ ፈተና ንምግባር ንእትዳለው፣ ኣብ መጽሓፍ Sverige i fokus መሰረት ብምግባር ዝተዳለው ልዕሊ 200 ናይ ልምምድ ሕቶታት ኣዳሊና፣ ትሕዝቶ መጽሓፍ Sverige i fokus ብዕምቆት ንምርዳእ ንነፍሲ ​​ወከፍ ሕቶ ቅኑዕ መልስን ንጹር መብርህን ኣካቲትና፣ ብቐሊሉ ንምምሃር ንሕግዝ። ሕጂ ኣካውንት ከፊትካ 299 ክሮነር ብምኽፋል ተጠቃሚ ናይ’ዚ ዕድል ንምዃን ኣብ’ዚ መላግቦ ጠውቕ።

A man with curly hair and a beard sitting at a round table in a library, using a laptop with a marble pattern cover, and wearing a beige polo shirt and a watch.

ናይ መመልከቲ ሓገዛት

ንውልቀሰባት ዚግነት ናይ ሽወደን ኣብ ምምላእ፣ ጥርናፈ ስድራ-ቤት ኣም ምምልካት፣ መንበሪ ፍቓድ ንምንዋሕ ኣብ ዝግበር ከይዲን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ኣብ ምምላእን ንሕግዝ። ከምኡ’ ስፈቱ ዝሓለወ CV ን Personligt brev ን ኣብ ምድላው ንሕግዝ።